ናብ ቀንዲ ትሕዝቶ ኪድ

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም

ራእይ ገዳማትና

ራእይና ንገዳማት ኤርትራ ብጽገናን ኣድለይቲ ንዋያትን ንዋየ ቅዱሳትን ብምግዛእን ምድጋፍን ምዕቃብን እዩ።

ዝቐርቡ መደባት

ኩሉ ርአ

ኣብዚ እዋን ዝቐርብ መደብ የለን።

ፍሉይ ትምህርቲ

ኩሉ ርአ

ገዳማትና ደግፉ

ሕጂ ንገዳም ኣቡነ ኣብሳዲ ንምጽጋን ሓድሽ ፕሮጀክት ጀሚርና ኣለና። እቲ ዘድሊ ገንዘብ ብግምት 250,000 ክሳብ 300,000 ናቕፋ እዩ።

ሕጂ ሃቡ